“መሰል” ግጥሚ ብሙሴ ኣብርሃ

መሰል
ንባዕልና ደለይቱ ክንስና
ብስም መሰል፡ ሰላምን ፍትሒን ክኸሱና
ተኸሰስቲ ክንሶም ከሰስቲ ፈራዶ
ብመሰል ወዲ ኣዳም ዝሽቕጡ ነጋዶ

Mesel-መሰል_03

>> ምሉእ ትሕዝቶ