ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን

February 10, 2016 semu 0

1- ቀንዲ ዕላማታት ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን፦ 1.1 ብጥረ ገንዘብ ዚግበር ወጻኢታት ምጉዳልን ትውጊታት ብባንካዊ መሳለጥያታት ከምዝኸውን ምግባርን፡ እቲ ዕላማ ብጥረ ገንዘብ ዝግበር ትውጊታት ንምድራት’ምበር፡ ንግዳዊ ይኹን ውልቃዊ ንጥፈታት […]

ኣብ ልዕሊ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ዝተሰንዘረ ናይ ጾታዊ ዓመጽ ክሲ: ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ: ተረጋጊጹ

February 10, 2016 semu 0

እቲ ብኩዋ (COA): ኣብ ልዕሊ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ዝተሰንዘረ ናይ ጾታዊ ዓመጽ ክሲ: ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ:ምድረ-ባሕሪ ብዘየዳግም ኣረጋጊጹ!!! ብ ዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ ኩሉኻትኩም ተኸታተልቲ ምድረ […]

ልኡኽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ዘትዩ

February 9, 2016 semu 0

ኣ. ዜ. ኤ. ኣብ ኤርትራ ናይ 5 መዓልታት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ቴክኒካዊ ልኡኽ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ4 ለካቲት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ኤርትራ ተራኺቡ ዘትዩ። እቲ […]

“መሰል” ግጥሚ ብሙሴ ኣብርሃ

February 7, 2016 semu 0

መሰል ንባዕልና ደለይቱ ክንስና ብስም መሰል፡ ሰላምን ፍትሒን ክኸሱና ተኸሰስቲ ክንሶም ከሰስቲ ፈራዶ ብመሰል ወዲ ኣዳም ዝሽቕጡ ነጋዶ >> ምሉእ ትሕዝቶ

መዝገብ ኣባላት ኣትማን ውሻጠ፡ ጸብርን ቀብርን፡ መካይድቲ ኣይኮነን!

February 7, 2016 semu 0

ካብ ጉዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ተጻባእትና ብቕርበትን ብርሕቀትን ዝውርውሩልና ጠያይትን ቦምባታትን፡ ንዓወት ዘይተዓደልዎ ኮይኖም`ምበር ብናይ ፕሮፓጋንዳ ጽሑፋትን፡ ናይ ዘመና ቴክኖሎጂ ዝሃቦም ምዕባሌታት ተጠቒሞም`ውን፡ ነቲ ክሳብ […]

መን ‘ዩ ክሓንከሎም!?

February 7, 2016 semu 0

መን ‘ዩ ክሓንከሎም!? ንኹሉ ነገር መምዘንን መስፈርን ኣለዎ፣፣ ብዓቢኡ ባህርያት፣ ዓቕሚ ኣተሓሳስባ፣ ሚዛን ኣስተብህሎ ጉዳያትን ትግባረታትን ወዲ ሰብ፣ ከም እኽሊ ክምዘንን ክስፈርን ይኽእል። “ኣበው ንእሽተይ ውራይ ግበር […]