ምርብራብ ኣብ ኣንፊ ናጽነት

February 17, 2016 semu 0

ብጥዑምዝጊ ተስፋይ ኣብ 30 ዓመት ድልያ ናጽነት፡ ክንደይ ዓበይትን ንኣሽቱን ናይ ምርብራብ ውግኣት ተኻይዶም እዮም። መብዛሕትኡ ናይ ምርብራብ ውግእ፡ ንነዊሕ ግዜ ዝቕጽልን ዕረፍቲ ዘይህብን ብምዃኑ፡ ብኡ መጠን፡ ምረቱ ልዕሊ ዓቐን […]

መንግስቲ ኢትዮጵያ እምበር መንግስቲ ኤርትራ አይኮነን ነቲ ከባቢ ዝህውኽ : ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም

February 14, 2016 semu 0

ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኤርትራ ነቲ ከባቢ ትህውኽ’ላ ንዝብል ኽሲ ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝሃብዎ መልሲ ብቤት ፍርዲ አይናትካን’ዩ ንዝተባህለ መሬት ሒዙ አይወፅእን ዝበለ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ […]

ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን

February 10, 2016 semu 0

1- ቀንዲ ዕላማታት ምቕያር ባጤራን ምድራት ምንቅስቓስ ጥረ ገንዘብን፦ 1.1 ብጥረ ገንዘብ ዚግበር ወጻኢታት ምጉዳልን ትውጊታት ብባንካዊ መሳለጥያታት ከምዝኸውን ምግባርን፡ እቲ ዕላማ ብጥረ ገንዘብ ዝግበር ትውጊታት ንምድራት’ምበር፡ ንግዳዊ ይኹን ውልቃዊ ንጥፈታት […]

ኣብ ልዕሊ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ዝተሰንዘረ ናይ ጾታዊ ዓመጽ ክሲ: ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ: ተረጋጊጹ

February 10, 2016 semu 0

እቲ ብኩዋ (COA): ኣብ ልዕሊ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ-ምህረት ዝተሰንዘረ ናይ ጾታዊ ዓመጽ ክሲ: ጻዕዳ ሓሶት ምዃኑ:ምድረ-ባሕሪ ብዘየዳግም ኣረጋጊጹ!!! ብ ዶርስ. ጸገዘኣብ ገብረገርግስ ኩሉኻትኩም ተኸታተልቲ ምድረ […]

ልኡኽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ዘትዩ

February 9, 2016 semu 0

ኣ. ዜ. ኤ. ኣብ ኤርትራ ናይ 5 መዓልታት ዑደት ዘካይድ ዘሎ ቴክኒካዊ ልኡኽ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብ4 ለካቲት ምስ ሚኒስትሪታትን ሃገራውያን ማሕበራትን ኤርትራ ተራኺቡ ዘትዩ። እቲ […]