ጸላእትና መንዮም ? ? (ተቛወምቲ ድዮም ወይ ጸላእቲ ? ? )
ጸላእትና ነለሊ; በዓል መንዮም ብተበግሶ ኣመሪካ: ተወዱቦም ምስ ወያነ ብምስጢር: ተማኺሮም ንከይፍለጡ: ቆርበት ቢጊዕ ተኸዱኖም ተገደስትን ሓለይቲን ሕዝቢ: ተመሲሎም ካብ ካርታ ከጥፍኡና: እዩ እቲ መደቦም
ጸላእትና ነለሊ; በዓል መንዮም ብተበግሶ ኣመሪካ: ተወዱቦም ምስ ወያነ ብምስጢር: ተማኺሮም ንከይፍለጡ: ቆርበት ቢጊዕ ተኸዱኖም ተገደስትን ሓለይቲን ሕዝቢ: ተመሲሎም ካብ ካርታ ከጥፍኡና: እዩ እቲ መደቦም
እዛ ክብርቲ ባንዴራ ! ዋና ኣለዋ : ዝርኢ ዝሰምዕ ሕግብብ ዝብላ : ኣብክንድኣ ዝነብዕ ምስክር ህላውነቱ :ብእኣ ዝዀርዕ ብትንፋሱ ትነብር : ብደሙ ትጥጥዕ ምንባሩ ዝመነነ […]
ብመድሃኔ ተስፋለም ኣዘንትውለይ‘ባ ! እቲ ናይ ትማሊ ወዕሎ ሓወልቲ ታሪኽ ሓበን ከርስኺ ዝደጎሎ ገለ በሊ : ስጋለት ቀጣን ንህላዌና ዝምስክሮ ናይ ዳዊትን ጐልያድን ጽምዶ : […]
መሰል ንባዕልና ደለይቱ ክንስና ብስም መሰል፡ ሰላምን ፍትሒን ክኸሱና ተኸሰስቲ ክንሶም ከሰስቲ ፈራዶ ብመሰል ወዲ ኣዳም ዝሽቕጡ ነጋዶ >> ምሉእ ትሕዝቶ
እዛ መሬት ሓቂ እዛ መሬት ፡ መሬት እቲ ሓቐኛ፡ መሬት እቲ ጅግና ኣብ ከርሳ ተማሙቕ፡ ትበሃግ ልዕሊ ብሩር ልዕሊ ወርቂ እዛ መሬት ጅግንነት ማሕጎዳ ሓቂ፡ […]
Copyright © 2019 | www.raimoq.com