መዝገብ ኣባላት ኣትማን ውሻጠ፡ ጸብርን ቀብርን፡ መካይድቲ ኣይኮነን!

ካብ ጉዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡

ተጻባእትና ብቕርበትን ብርሕቀትን ዝውርውሩልና ጠያይትን ቦምባታትን፡ ንዓወት ዘይተዓደልዎ ኮይኖም`ምበር ብናይ ፕሮፓጋንዳ ጽሑፋትን፡ ናይ ዘመና ቴክኖሎጂ ዝሃቦም ምዕባሌታት ተጠቒሞም`ውን፡ ነቲ ክሳብ ሕጂ ክሰብርዎስ ይትረፍ፡ ንእሽቶይ`ውን ነቓዕ ክፈጥርሉ ዘይከኣሉ ሓድነትና፡ እምነትናን ንምብራዝን፡ ምጥርጣራትና ንምግፋሕ ዘይፈተንዎ እከይ ተግባራትን ዘይፈንቀልዎ ውዲታትን፡ ዘይወደብወን ኣካላትን የለዋን።

ማሕበር ኤርትራውያን ሞያውያን ሕጊ፡ ማሕበር ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኤርትራውያን ማሕበር ጋዜጤኛታት ኣብ ግዳም፡ ማህበር ብርዒ ኤርትራ፡ ወ.ዘ.ተ. . . ክንደይ ክንብለን፡ ናይ ኩለን ፈጸምትን ኣተግበርትን፡ ተግባራቱን ኣባላቱን ኣመልኪትና ሰፊሕ መብርሂ ናብ ህዝብና ከነመሓላልፍ ኢና።

ሰናይ ንብባ ን5ይ ክፋል፦

መዝገብ-ኣባላት-ኣትማን-ውሻጠ

Leave a comment