መን ‘ዩ ክሓንከሎም!?

መን ‘ዩ ክሓንከሎም!?
ንኹሉ ነገር መምዘንን መስፈርን ኣለዎ፣፣ ብዓቢኡ ባህርያት፣ ዓቕሚ ኣተሓሳስባ፣ ሚዛን ኣስተብህሎ ጉዳያትን ትግባረታትን ወዲ ሰብ፣ ከም እኽሊ ክምዘንን ክስፈርን ይኽእል። “ኣበው ንእሽተይ ውራይ ግበር እሞ ልክዕ ሰብ ክትፈልጥ ኢኻ” ዝበሉ ብዘይ ምኽንያት ኣይነበሩን። ልሳን ወይ ቃል ሰብ፣ ንውሽጣዊ ዓቕሚ፣ ፍልጠት፣ ንቕሓት፣ ጥሙሕን ሕልምን ይገልጽ። ብዝውቱር ምስላ፣ ኣፍ ምልኣት ልቢ ስለ ትምስክር። ንሰብ፣ ካብ ቃሉ፣ ቃንኡ፣ ዘረብኡን ኣዘራርብኡን ናይ ትማሊ ጉዕዞኡን ናይ ጽባሕ መገዱን ክትግምቶ ኣየጸገምን፣ ዋላ’ውን ግቡዝ ሰብ እንተኾነ። ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብ ታሕቲ ተመልከት . . .

men yu kihankelom

Leave a comment