ረዚን ትርጉም ኣለዋ እዛ ባንዴራ !

March 1, 2016 semu 0

እዛ ክብርቲ ባንዴራ ! ዋና ኣለዋ : ዝርኢ ዝሰምዕ ሕግብብ ዝብላ : ኣብክንድኣ ዝነብዕ ምስክር ህላውነቱ :ብእኣ ዝዀርዕ ብትንፋሱ ትነብር : ብደሙ ትጥጥዕ ምንባሩ ዝመነነ […]

ምርብራብ ኣብ ኣንፊ ናጽነት

February 17, 2016 semu 0

ብጥዑምዝጊ ተስፋይ ኣብ 30 ዓመት ድልያ ናጽነት፡ ክንደይ ዓበይትን ንኣሽቱን ናይ ምርብራብ ውግኣት ተኻይዶም እዮም። መብዛሕትኡ ናይ ምርብራብ ውግእ፡ ንነዊሕ ግዜ ዝቕጽልን ዕረፍቲ ዘይህብን ብምዃኑ፡ ብኡ መጠን፡ ምረቱ ልዕሊ ዓቐን […]

መንግስቲ ኢትዮጵያ እምበር መንግስቲ ኤርትራ አይኮነን ነቲ ከባቢ ዝህውኽ : ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም

February 14, 2016 semu 0

ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኤርትራ ነቲ ከባቢ ትህውኽ’ላ ንዝብል ኽሲ ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዝሃብዎ መልሲ ብቤት ፍርዲ አይናትካን’ዩ ንዝተባህለ መሬት ሒዙ አይወፅእን ዝበለ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ዩ […]