ጸላእትና መንዮም ? ? (ተቛወምቲ ድዮም ወይ ጸላእቲ ? ? )

ጸላእትና ነለሊ; በዓል መንዮም
ብተበግሶ ኣመሪካ: ተወዱቦም
ምስ ወያነ ብምስጢር: ተማኺሮም
ንከይፍለጡ: ቆርበት ቢጊዕ ተኸዱኖም
ተገደስትን ሓለይቲን ሕዝቢ: ተመሲሎም
ካብ ካርታ ከጥፍኡና: እዩ እቲ መደቦም

POEM_Friends-And-Enemies-of-Eritrea